Facebook Twitter LinkedIn Google+ Pinterest Addthis

February 2016 Blog Posts (1)

ምስጋና: ብዕለት 08 -01 - 2016 ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሃንደበት ዝዓረፈ ሓውና ኣቶ የማነ ቐሺ ተፈሪ ድሕሪ ብዙሕ ከልበትበት፣

ብዕለት 08 -01 - 2016 ኣብ መዕቆቢ ስደተኛታት ሃንደበት ዝዓረፈ ሓውና ኣቶ የማነ ቐሺ ተፈሪ ድሕሪ ብዙሕ ከልበትበት፣ ካብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም፣ብፍላይ ኤርትራውያን ነበርቲ ኖርወይ፣ ብዝገበርኩምልና ናይ ገንዘብን ሞራልን ሓገዝ፣ ሬስኡ ብዕለት 12 - 02 - 2016 ኣብ ዝተወልደሉ ዓዲ፣ገዛጎቦ ሓመድ ኣዳም ለቢሱ። ኩሉኹም ኣሓትን ኣሕዋትን ሬሱኡ ኣብ ምስዳድ ዝተሓባበርኩምና ብልቢ ነመስግን፡ የቐንየልና፣ ሕሰም ኣይትርከቡ።…

Continue

Added by Admin on February 12, 2016 at 6:00am — 3 Comments

Monthly Archives

2017

2016

2015

2014

2013

2012

2011

2010

2009

1999

Adblock Plus

Follow Us

 

RSS

Adver

© 2017   Created by Admin.   Powered by

Badges  |  Report an Issue  |  Terms of Service