Facebook Twitter LinkedIn Google+ Pinterest Addthis

November 2013 Blog Posts (10)

Bli bedre i norsk‏

2013 NG Flyer til deltakere…

Continue

Added by Admin on November 30, 2013 at 4:34am — No Comments

Mozambican plane wreck found in Namibia, all 33 on board dead

ሞዛምቢክ

TM470 ዝዓይነታ ነፋሪት 34 ተሳፈርቲ ሒዛ ከምዝጠፈእት ዝዓበየ ጋዜጣ ሞዛምቢክ ይግለጽ፣ እዛ ነፋሪት እዚኣ ሰዓት 11፣26  ተበጊስሳ 14፣10 ኣብ ኣንጎላ ክትዓልብ ይግባእ ነሩ፣ ፈጺማ ዳሃያ ዘጥፈእት ናይ ህዝቢ ኣየር …

Continue

Added by Admin on November 30, 2013 at 12:00am — No Comments

ምስ ደራሲት `ዕጫ ዘይተወልደ ዕሸል`

ወ/ሮ ንግስቲ ገብረሃንስ፡ ኣብ እዋን “ምዝላቕ’” 5ተ ደቃን 4ተ ኣሕዋታን ሒዛ፡ ናብ ገድሊ ተጸንቢራ

 

ወ/ሮ ንግስቲ፡ ነቲ ንነዊሕ እዋን፡ ኣብ…

Continue

Added by Admin on November 29, 2013 at 10:00pm — No Comments

Little Girl Escapes from Alleged Kidnapper in Walmart: Caught on Tape by Security Cameras

ኩሉ ክርእዮ ዘለዎ መልእኽቲ እዩ፣ ጓል ሸውዓተ ዓመት ምሰ ኣዲኣ ናብ ዕዳጋ ምስወረደት፣ ኣብ ሓደ ሱፐር ማርኬት ከምቲ ኩሉ ቆልዓ ካብ

ቤተሰቡ ፍልይ ዝብል፣ፍልይ ምስ በለት ዘይሓሰበቶ ኣጋጢምዋ፣ብሓደ ጉልብት ዝበለ ብዘይትፍልጦ ሰብ ተጨዊያ ክትውሰድ ዝተፈተነ ፈተነ፣

ነቒሓ ዝጸንሕት ቆልዓ፣በዚ ከይተዳህለት እንዳተቃለሰት ነብሳ ባዕላ ከምዘድሓነት ይሕብር፣

እዚ ጉዳይ እዚ ሓቀኛ ቪድዮ ካብ ሱፐር ማርከት ዝተቐርጸ ኮይኑ፣ ገበነኛ ነዊሕ ከይከደ ዝተፋላለያ ናይ ቲ ትካል ካሚራታት ስለዝቐድሖኦ፣

ብቐጥታ ተታሒዙ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይርከብ፣እዚ ጉዳይ እዚ…

Continue

Added by Admin on November 28, 2013 at 2:00am — No Comments

father-accused-of-killing-daughter-danait-kidane-dies-in-hospital

Father Accused of Killing Daughter Dies in Hospital Posted: Nov, 2013 KRISTV CORPUS CHRISTI – The father accused of stabbing to death his daughter before setting himself on fire has died in a San Antonio hospital. Mulugeta Tirfe, 57, suffered burns to the majority of his body when his Nissan went up in flames outside the Walmart on Greenwood Drive. Roughly and hour beforehand, police found his daughter, Danait Kidane, 23, at a home in Flour Bluff with life threatening wounds. She was…

Continue

Added by Admin on November 27, 2013 at 4:40pm — No Comments

23 year old Danait Kidane died after she was stabbed multiple times by her father

ዳናይት ኪዳነ በቦኣ ዝወረዳ ቅትለት ብኻራ፣ ሂወታ ንምድሓን ብዙሕ ፈተነ እካ ኣንተተገበረላ፣ኣብ ሆስፒታል ምስ በጸሕት ግን ሂወታ ክድሕን ኣይከኣለን፣

ሲዒቡ ኣቧኣ ብመኪና ካብቲ ተግባር ክሃድም ኣብ ዝፈተነ እዋን ምስ ዝተፋላለየ ብምግጫው ኣብ መጨረሻ ማኪና ሓዊ እንዳነደደት፣ክቃጸል ዝተዓዘቡ ሰባት፣ካብታ መኪና ብምስሓብ ከድሕንዎ ዋላ ተፈተኑ፣ዓቢ ጉዳኣት ፈጢሩሉ ኣብ…

Continue

Added by Admin on November 26, 2013 at 10:30pm — No Comments

መርበብ ኢንተርነት፣ ፈይስቡክ ይኹን ካሎኦት ዓበይቲ መራኸቢታት፣

መርበብ ኢንተርነት፣ ፈይስቡክ ይኹን ካሎኦት ዓበይቲ መራኸቢታት፣

ኣጠቓቕማ መርበብ ኢንተርነት ይኹን ሕግታት ብዘይምፍላጥ ክንደይ ዘየድሊ ነገራት ክስደድ ንርእይ ኣለና፣

ኣብ እኩባት ዘለዎ ሰባት ጹሑፋት ሰዲድካ ንሰብ ምብኣስ ብሕጊ መርበብ ኢንተርነት የቕጽዕ ምኻኑ ዘይፈልጡ ሰባት ክንደይ ዘየድሊ ነገራት ክገብሩ ይረኣዩ ኣለው፣ እዚ ጥራይ ዘይኮነ ኣብ ፈይስቡክ ዝስደድ ዝኾነ ነገር ናትካ መንነትካ መን ሙኻንካ ዝገልጽ ስለዝኾነ፣ ሽሕ ግዜ ኣንተሰድድካዮ ኩሉ ግዜ ብሽምካን IP ኣድረስ ኮምፑተርካ ኮፍ ኢሉ…

Continue

Added by Admin on November 25, 2013 at 5:00pm — No Comments

Boeing 747 Cargo Jet Lands Terribly Wrong At Wichita Airport [Different Angles]

ኣብ ዚ ቐረባ እዋን ኣዛራቢ ኾይኑ ዝቐነየ፣ሓንቲ ግጅፍ ዝበለት Boeing 747 ካርጎ ጀት ኣብ ጌጋ ማዕርፎ ነፈርቲ ብምዕላባ ጥራይ ዘይኮነ፣ 

እቲ ዝዓለበትሉ መዕረፍ ነፈርቲ ኣዝዩ ጸቢብ ምንባሩ ከም ሓደገኛ እዩ ተወሲዱ ነሩ፣ 747 ዝዓይነታ ነፋሪት ግን ብሰላም ኣብ ዝዓረፈትሉ እዋን

እቲ ኣሸጋሪ ኮይኑ ዝረኸብዎ እዛ ነፋሪት እዚኣ ካብ ዚ ንእሽተይ ኤርፖርት ብኸመይ ከም ትውጽእ ሓርቢትዎም ኣዩ ነሩ፣ ምኽንያቱ  ኣብቲ ሜዳ ትንህረሉ ናታ ዓቐን ዝኾነ  2.8 ኮሎሜትር ጸፊሕ…

Continue

Added by Admin on November 25, 2013 at 1:46pm — No Comments

ደቂ ተባዕትዮ ኣብ ፍቕሪ ዘውድቖም ነጥብታት

ባህ ዘብል ሽታ ሰብነት ዘለዋ ጽርይትን ጥዑም ጨና እትልከን ጓለንስተይቲ ንወዲ ተባዕታይ ኣዝያ’ያ ትምስጦ። ደቂተባዕትዮ…

Continue

Added by Admin on November 24, 2013 at 12:30pm — No Comments

Elsa Kidane - Mera - (Official Video)

More on eritrean culture

Added by Admin on November 18, 2013 at 9:00am — No Comments

Monthly Archives

2017

2016

2015

2014

2013

2012

2011

2010

2009

1999

Adblock Plus

Follow Us

 

RSS

Adver

© 2017   Created by Admin.   Powered by

Badges  |  Report an Issue  |  Terms of Service