Facebook Twitter LinkedIn Google+ Pinterest Addthis

November 2014 Blog Posts (3)

"Ab Asmara" NOW AVAILABLE IN EUROPE


Added by Admin on November 30, 2014 at 6:30pm — No Comments

ምስጋና ን ኣምላኽ ንኹልኹም ቤተሰብን ፈተውትን ትብል ካብ ሕማም ካንሰር ዝደሓነት ቤኪ፣

እምበኣር ክቡራት የሕዋት ኣሓት፣ ተገዲስኩም ብዛዕባ ኩኖታት ቤኪ ኣብ ምንታይ ኩኖታት ኣላ ኢልኩም ትሓቱ ዝነበርኩም፣ ዓቢ ብስራት ከምዝመጸና ቤኪ ናብ ሙሉእ ጥዕና ከምዝተመለሰት እዩ፣ ምስጋና ን ኣምላኽ ንኹልኹም ቤተሰብን ፈተውትን ትብል፣ ኣስዒባ የቐንየለይ ትብል፣ከምኡ ውን ኩሉኹም ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዘለኹም ስነጥበባውያን ምስ ህዝቢ ሓቢርኩም ትገብርዎ ዝነበርኩም ንጥፈታት ከምትፈልጥው ባህልና ወብሳይት የቃልዖ ስለዝነበረ መልእኽትታትኩም፣ ምስ ባህልና ወብሳይት ምትሕብባምኩም ብሽም ባህልና ወብሳይት ንኹሉ ነመስግን፣ ከምኡ ውን ኣምላኽ ምስኩልና ይኹን፣ ነቶም ነዚ ጽቡቕ ብስራት ዘይፈለጡ ነኸነፍልጥ ናይ ኩልና ሓላፊነት ይኸውን፣

ከምወትሩ…

Continue

Added by Admin on November 27, 2014 at 11:00am — 3 Comments

Monthly Archives

2017

2016

2015

2014

2013

2012

2011

2010

2009

1999

Adblock Plus

Follow Us

 

RSS

Adver

© 2017   Created by Admin.   Powered by

Badges  |  Report an Issue  |  Terms of Service