
ፓልቶክ ከመይ ገርካ ክእቶ ከምዝከኣል ክንሕብር
ኢና: ቅድሚኡ ግን ብዛዕባ ፓልቶክ እንታይ ሙኻኑ ንዘይፈልጡ ከነፍልጥ ኢና
ፓል ቶክ ሚክረፎን ገርካ ትዛረበሉ ኾይኑ:ካብ ዝተፋላለያ ሃገራት ዝበጽሕዎ እዩ::
ስለዚ ናይ ኤርትራዊያን ካኣ ኣሎ: እዚ ኻኣ በብተራ ብድምጺ መሰረት ክትዘራረብ ይጠቕመካ :
ፓል ቶክ ናይ ፖሎቲክ ሃይማኖት ማሕበራዊ ናብራ ሓዘል ኮይኑ:
ቡዙሕ ሰብ ዝኣትዎ እዩ: ሰሚናራት ክካየድ ኮሎ: ዕዱማት:
መምሃራን :ዶካትራት :ደረፍቲ ካሎት በጻሕቲ ውን ኣለዎ: ፕሪ ቫት ሩም ውን
ኣለዎ: ንኣብነት ኣብ ገገዛኻ ኾንካ ኣኸባ ተካይደሉ: እዚ ግን ስጋብ 10 ሰብ ይሕዝ :
ካልእ ሩማት ግን ሓንቲ ሩም ስጋብ 500 ሚእቲ ሰብ ይሕዝ:
ኣብዚ ተዳልዩልኩም ዘሎ ናይ ስእሊ ምልክት:ከመይ ገርካ ፓልቶክ ክእቶ
ዝሕብር ኮይኑ: ቀዳምነት ግን ነዚኣ www.paltalk.com ዳውንሎድ ገርካ ኣብ ስእሊ ዝሎ እንዳተ
ኸተልካ ተመሊእካዮ ፓል ቶክ ክ ትኣቱ የኽ እለካ: ዝተርፈ ሕቶ ተለኩም ጸሓፉል
ና ብዓቕምና ክንምልሰልኩም: ጽቡቅ ምብጻሕ ንፓልቶክ
1 ኣብ ቀዳማይ ዘሎ ዳውን ሎውድ ዝብል ዘሎ ጽቐጦ ናብ ቀጻሊ ክወስደካ እዩ::
2 Download New (20.26MB) ዝብል ዘሎ ጸቒጥካ ዳውንሎውድ ትገብር: ናብ ቀጻሊ ስእሊ ክወስደካ እዩ::
3 ኣብዛ ሳልሰይቲ ዘላ: ራን ትብል በብሃገሩ ይፈላለ ስለዝኾነ ነዓዓ ብምጽቓጥ ከምዝኸይድ:ቀጻሊ ክመጽልካ እዩ::
4 ኣብዛ ራብዓይቲ: ካብተን ክልተ ከበብቲ ነጥቢ ተዘይብላ: ኣብ ላዕለወይቲ ነጥቢ ብምግባር ብየማን ኣብ ማእኸል Next ጸቒጥካ ናብ ቐጻሊ ትስጉም::
5 ኣብዛ ሓሙሸይቲ ኻኣ Next ብምጽቃጥ ናብ ቐጻሊ ትሰግር
6 ኣብዛ ሻድሸይቲ ነቲ ሰንጠረጅ ብምምላእ ቲሕት ኢሉ ዘሎ
I accept create my account! ዝብል ጽቐጦ ናብ ቀጻሊ ክወስደካ እዩ
7 ኣብ ሻብዓይቲ እዚ ክመጸልካ እንድዩ: ኣብዚ ሕጂ ኣብ ማእከል እሞ ቁሩብ ትሕት ምስ በልካ View All ትብል ዘላ ጽቐጥ ቀጻሊ ስእሊ ክመጸልካ እዩ
8 ሻምናይ ኣብ ላዕሊ ብጸጋም Search Room ዝብል ዘሎ ብትኽክል eritrea ኢ ል ካ ምልኣዮ ኢኻ:ካቡኡ ናብ ቀጻሊ ክመርሓካ እዩ?
9 ኣብ ታሽዓይ ኣብ ላዕሊ እዚ ምስመጸልካ ሽም ኤርትራ ኣይንፈላለ
ምስመጸልካ ጽቐጦ ናብ ሲዒቡ ዘሎ ክመርሓካ እዩ::

10 ዓስራይ: እዚ ይመስል ሩም ፓልቶክ: ኣብዚ ሕጂ ከነስተብህለሉ ዘለና ነገር ክገልጾ ክፍትን እየ: እዚ ኻኣ ንኹሉ ዝጠቅም እዩ: ኣጣቓቕማ ናይ
ፓልቶክ ኣብ ውሽጢ ሩም ማለት እዩ:Raise Hand ትብል ብየማን ነዚኣ ብምጽቃጥ እድካ ሓፍ ምባል ማለት እዩ: ኢድካ ሓፍ ኣቢልካ ሪጋኻ ትጽበ: ሪጋኻ ምስ ኣኸለት push to talk ትብል ኣብ ታሕቲ ነዚኣ ብምጽቃጥ ሚክረፎን ክትሕዝ እሞ ንኽትዛረብ ይጠቕመካ:
send ዝብል ዘሎ ኻኣ ብጽሕፈት ክትጻሓሓፈሉ ትኽእል: ጺሒፍካ
ምስወዳእካ ሰንድ ዝብል ብምጽቃጥ ኣብ ሩም ትሰዶ
ጽቡቕ ጉዕዞ ናብ መርበብ ኢንተርነት ፓልታልክ
http://www.ustream.tv/channel/aynfelale9 Tv aynfelale
http://www.ustream.tv/recorded/17942474 Sofia tesfamariam mibsah aynfelale
wedi Taba Lieli 20 seat mibsah ab aynfelale abzi kimese mukanu kinhbrekum nfetu
Welcome To eritrean culture
© 2013 Created by ericulture.
You need to be a member of eritrean culture to add comments!
Join eritrean culture