Facebook Twitter LinkedIn Google+ Pinterest Addthis

23 year old Danait Kidane died after she was stabbed multiple times by her father

ዳናይት ኪዳነ በቦኣ ዝወረዳ ቅትለት ብኻራ፣ ሂወታ ንምድሓን ብዙሕ ፈተነ እካ ኣንተተገበረላ፣ኣብ ሆስፒታል ምስ በጸሕት ግን ሂወታ ክድሕን ኣይከኣለን፣

ሲዒቡ ኣቧኣ ብመኪና ካብቲ ተግባር ክሃድም ኣብ ዝፈተነ እዋን ምስ ዝተፋላለየ ብምግጫው ኣብ መጨረሻ ማኪና ሓዊ እንዳነደደት፣ክቃጸል ዝተዓዘቡ ሰባት፣ካብታ መኪና ብምስሓብ ከድሕንዎ ዋላ ተፈተኑ፣ዓቢ ጉዳኣት ፈጢሩሉ ኣብ ሕክምና ይርከብ ኣሎ፣ ስለምንታይ እዚ ነገር ከምዘጋጠመ ነቲ ከባቢ ኣገራሚ ኮይኑ ኣሎ፣ ሙሉእ ትሕዝቶ ቪድዮን ንባብን ንምስማዕ ኣብዚ >>>> ተወከሱ

ሓድሽ ሓበረታ ስለዘሎ  ኣብዚ  ተወከሱ

ብቐጻሊ ውን ክመጽእ ስለዝኾነ ምክትታል ኣገዳሲ እዩ

                                                    more one eritrean culture

Views: 7255

Comments are closed for this blog post

Adblock Plus

Follow Us

 

RSS

Adver

© 2017   Created by Admin.   Powered by

Badges  |  Report an Issue  |  Terms of Service