Facebook Twitter LinkedIn Google+ Pinterest Addthis

ንፈገግታ ዝተፈላለየ ንፈገግታ ካብ ባህልና ወብሳይት ዝወጸእን ሰባት ብዝሰዱልናን ስለዝኾነ ንስኹም ውን እንተለኩም ስደዱልና ኢኹም: ከሙኡ ውን ኣብ ስራሕና ሓጋዚ ክኸውን ርእይቶኹም ኣይፈለየና::

ንፈገግታ ዝተፈላለየ ንፈገግታ ካብ ባህልና ወብሳይት ዝወጸእን ሰባት ብዝሰዱልናን ስለዝኾነ
ንስኹም ውን እንተለኩም ስደዱልና ኢኹም: ከሙኡ ውን ኣብ ስራሕና ሓጋዚ ክኸውን
ርእይቶኹም ኣይፈለየና::

ሓደ መንእሰይ ምስ ሓንቲ ጓል ዕላል ይጅምር።
ገብረ- ቤተሰብ ኣለኪዶ?
ስላስ- እወ ኣለኒ
ገብረ- ተመርዒኺ ዲኺ ወላስ ጌና ኣለኺ?
ስላስ- ተመርዒየ’ባ

ገብረ- ወሊድኪዶ?
ስላስ- እወ ሓደ ወዲ ወሊደ ኣለኹ
ገብረ- ሃየ ጽቡቕ እንበር ዝወለድኪ ፡
ገብረ- ንምዃኑ ወድኺ ሽጋራ የትክኽ ዲዩ?
ስላስ- ኣይ ቅርብ እኳ ኣይብላን’ዩ።
ገብረ- ክንደይ ደኣ ዕድል ገርኪ ጓለይ መስተ’ኸ ይሰቲ’ዶ?
ስላስ- ፍጹም ሓንቲ ንጣብ’ውን ትኹን ጥዒሙ ኣይፈልጥን’ዩ፡
ገብረ- ብርግጽ ዕድለኛ ኢኺ እንበር ደቂ ሎሚ ደኣ..........
ገብረ- ምሸት ምሸት’ከ የምሲ’ዶ?
ስላስ- ኣይሓስቦን ከማን፡ ድራሩ ተደሪሩ ብእዋኑ’ዩ ዝድቅስ
ገብረ- በዚ ሎሚ ከምዚ ዝዓይነቱ ውላድ ዝሃበኪ ዕድለኛ ኢኺ፡
ገብረ- እ.... ንምዃኑ ክንደይ’ዩ ዕድሚኡ?
ስላስ- ሕጂ ሻድሻይ ወርሑ ሒዙ ኣሎ።
ገብረ- ....

:::::::::::::::::::://::::::::::::::::::::::::::::

Views: 274

Comment

You need to be a member of eritrean culture to add comments!

Join eritrean culture

Adblock Plus

Follow Us

 

RSS

Adver

© 2017   Created by Admin.   Powered by

Badges  |  Report an Issue  |  Terms of Service