Facebook Twitter LinkedIn Google+ Pinterest Addthis

Eritrean Joick ንፈገግታ ዝተፈላለየ ንፈገግታ ካብ ባህልና ወብሳይት ዝወጸእን ሰባት ብዝሰዱልናን ስለዝኾነ ንስኹም ውን እንተለኩም ስደዱልና ኢኹም: ከሙኡ ውን ኣብ ስራሕና ሓጋዚ ክኸውን ርእይቶኹም ኣይፈለየና::

ንፍሽኽታ--

ክልተ የዕሩኽ ሐንቲ ናይ እንግልዝ ቃል አካቲዓቶም። እታ ቃል (write) እያ ትብል ነራ። ሕጂ እቲ ሓደ እዛ ቃል "ውራይት" ተባሂላ እያ ትንበብ ይብል። እቲ ዓርኩ ድማ ኖእ አይኮነን እዚ ቃል 'ራይት" እልካ እዩ ዝንበብ ይብሎ። ምስምማዕ ምስ ሰአኑ፤ እምበአር ናብ መምህርና ንኺድ ንሕተቶ ኢሎም ናብ መምህሮም ይኸዱ።
እቲ ሓደ ነቲ መምህር ይብሎ ፥ አነ ነዛ ቃል "ራይት" እልካ ኢኻ ተንብባ እለ ፤ ዓርከይ ደማ አይፋልካን፤ "ራይት"አይኮነን ''ዉራይት" ኢልካ ኢኻ ተንብባ ኢሉ ሞ፥ ካብ ክልተና መን ኢዩ ልክዕ ዘሎ ኢሎም ይሐቱዎ። ወዮ ሓየት መምህሮም ድማ። ። የእዱግ ክልተኹም 'ውሮንግ' አለኹም ኢሉ አፈነዎም ይበሃል።

 

ብሁል ቈልዑ

“በርሀ እንተኴንካ ማማ የላን!”
ወዲ ሓሙሽተ ዓመት ቈልዓ ገዝኦም ምስተዃሕዀሐ ኣዲኡ ‘በርሀ እንተኰይኑ ማማ የላን በሎ’ ምስ በለቶ ማዕጾ
ከፊቱ ነቲ ጋሻ ዝበሎ።
kab hadas eritrea.


ሓደ መዓልቲ ሓደ ሰብኣይ፡ ሰበይቱ ብተደጋጋሚ ስእሉ ሒዛ ክትዛወርን
ክትዛረብን ረኣያ’ሞ ብተግባራ ኣዝዩ ተደነቐ። ስእሉ ሒዛ ክትዛወር ብምጅማራ
ድማ መርኣያ ኣብ ልዕሊኡ ዘለዋ ፍቕሪ ምዃኑ ስለዝተረደአ ኣዝዩ ተሓበነ።
እንተኾነ ግን ዓቕሉ ስለዝጸበቦ እቲ ምኽንያት ክፈልጥ ክሓታ ወሰነ።
“ስእለይ ሒዝኪ ትዛወሪ ኣለኺ ሓቀይ?” ክብል ሓተታ።
“እወ፡ብፍላይ ጸገም ኣብ ዝጎንፈኒን ኣብ ዝጭነቐሉን ግዜ፡ንስእልኻ ደጋጊመ’የ
ዝርእያ” ኢላ ድማ መለሰትሉ። ወድያት እናተሓጎሰ።
“እሞ ስእለይ’ሲ ኣብ ግዜ ጸገምኪ ሓይልን ምጽንናዕን ይኾነኪ’ሎ ማለት እዩ?”
በላ።
“ኣዝዩ’ምበር ጸገም ኣብ ዝጎነፈንን ሕማቕ ኣብዝተሰማዓንን እዋናት፡ንስእልኻ
እናጠመትኩ፡‘ኣጆኺ ነብሰይ፡ካብዚ ዝኸፍእ’ሞ እንታይ ከይመጸኪ’ እብላ”
በለቶ።
:::::::::::::://::::::::::::::::::::::
ዕላል ጠበቓን ዓሚልን jock
ዓሚል፡- ‘ዓርባዕተ ሕቶታት ዶ ክሓተካ?’
ጠበቓ፡- ‘ይከኣል’ዩ፣ ከይከብረካ‘ምበር’
ዓሚል፡- ‘ክንደይ ዲኻ ከተኽፍለኒ?
ጠበቓ፡- ‘ንሓንቲ ሕቶ 100 ናቕፋ’ዩ፣’
ዓሚል፡- ‘ቅሩብ ጒደል’ምበር?’
ጠበቓ፡- ‘ፈሊጥካ ኣለካ ዶ ኸ - ሓንቲ ሕቶ ጥራይ ተሪፋትካ ከም
ዘላ?’
:::::::::::::::::::::://:::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::::
ሓደ መንእሰይ ንሓንቲ ጓል ምስ ቆጸራ። ‘እሞ
መሓዛይ ሒዘያዶ ክመጽእ’ ምስ በለቶ ዝሃባ
መልሲ፣

ዓርኪ ሕልፎት ዲና ክንከይድ

Views: 1442

Comment

You need to be a member of eritrean culture to add comments!

Join eritrean culture

Comment by eeee on March 21, 2016 at 9:00am

The Texans Wholesale Jerseys thought enough of Brock NFL Jerseys Osweiler to pay the former Broncos passer $37 million guaranteed to become 2015 hot jerseys Houston's new starter. While Osweiler shows promise, his big-money deal 2016 NFL Super Bowl 50 Jerseys sparked plenty of speculation about whether he's shown 2016 New Jerseys enough after NFL Camo Nike Max90 Shoes just seven starts

Adblock Plus

Follow Us

 

RSS

Adver

© 2017   Created by Admin.   Powered by

Badges  |  Report an Issue  |  Terms of Service